ወተሃደራዊ ሓይሊ እስራኤል ሎሚ ሓሙስ 10 ጥቅምቲ 2024 ኣብ ሊባኖስ ናይ ነፈርቲ ደብዳብ ብምፍጻም ንክልተ ኣዘዝቲ ሕዝቡላህ ቀቲለ ይብል ኣሎ። እስራኤል እቶም ኣዘዘቲ ኣሕመድ ሙስጠፋ ኣል-ሓጅን ...
The leader of the Sudanese paramilitary Rapid Support Forces (RSF), Mohamed Hamdan Dagalo, accused Egypt of being involved in airstrikes on the group's troops. The Egyptian foreign ministry denied the ...
Hurricane Milton brought floods and damaging wind to central and northern Florida Thursday, destroying homes and leaving at ...
The Palestinian Red Crescent reported that at least 27 people were killed and many others wounded after an Israeli airstrike ...
ሚልተን ተባሂሉ ዝጽዋዕ ህቦቡላ ንምብራቓዊ ክፍለ ግዝኣት ፍሎሪዳ ድሕር ምውቅዑ ሓደ ደረጃ ወሪዱ ከም ዝተዳኸመ ኣገልግሎት ዜና ኣሶሴይትድ ፕረስ ፀብፂቡ። ትማሊ ረቡዕ ለይቲ ደረጃ ሰለስተ ህቦቡላ ...
ኣብ ዝሓለፈ ሰንበት 6 ጥቅምቲ 2024 ኣብ ክልል ኣምሓራ፣ ወረዳ ዳባት ኣብ ዝርከብ መዓስከር ኣለምዋጭ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ሰለስተ ኤርትራውያን ስደተኛታት ብጥይትን ብኻራን ተሃሪሞም ከምዝቖሰሉ ...
ፕረዚደንት ነበር ዶናልድ ትራምፕን ብዙሓት ደገፍቶምን ብዘይዝኾነ መርትዖ እቲ ናይ 2020 ምርጫ ተሰሪቁ'ዩ: ኣብ 2024'ውን ተመሳሳሊ ክፍጸም ይኽእል'ዩ ክብሉ የጠንቅቑ'ለው። ዲሞክራሲያዊያን ሪፑብሊካንን ሓለፍቲ ምርጫ ክፍለ ግዝኣት ሚቺጋን ግን ነዚ ክሲ ኣይተቀበልዎን ጥራይ ዘይኮነስ ኣመሪካውያን ዝህብዎ ድምጺ ውሑ ...
The southeastern U.S. state of Florida braced Wednesday for the arrival of powerful Hurricane Milton amid warnings of heavy ...
Japan: New Prime Minister Shigeru Ishiba dissolved Japan's lower house of parliament Wednesday to set up an October 27 ...
ተወላዶ ትግራይ ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ “ኣብ ሞንጎ መሪሕነት ህወሓት ዘሎ ኣፈላላይ ደማዊ ግጭት ከየስዕብ የሻቕለና” ይብሉ። እቲ ኣብ መንጎ መሪሕነት ህወሓት እናተጋደደ ይኸይድ ዘሎ ኣፈላላይን ...
ፕረዚደንት ጆ ባይደን፡ ነቲ ኣብ ክፍለ-ግዝኣት ፍሎሪዳ ዝወሃብ ሓገዝ ሓደጋ ህቦብላ ዝናብ ንምክትታል ነቲ ናብ ጀርመንን ኣፍሪቃን መዲብዎ ዝነበረ ዑደት ሰሪዝዎ። ክፍለ-ግዝኣት ፍሎሪዳ ኣብዚ ሰዓት`ዚ በቲ ዝለዓለ ደረጃ ክብደት ሒዙ ዘሎ ሀሪከይን-ሚልተን ትጽፋዕ ኣላ። ነበርቲ ፍሎሪዳ ንሀሪከይን ሚልተን ብሽቑረራ ...
ብዕድመ መንግስቲ ኤርትራ ናይ ሰለስተ መዓልታት ናይ ስራሕ ምብጻሕ ንምክያድ ፕረዚደንት ሶማልያ ሓሰን ሸኽ ማሕሙድ ሎሚ ረቡዕ 9 ጥቅምቲ 2024 ኣስመራ ኣትዮም። እቲ ብፕረዚደንት ሓሰን ሸኽ ዝምራሕ ...